HT Tourism Services

  • Home
  • HT Tourism Services

HT Tourism Services Haileab Tareke Tourism Services

Mob:+251914277541

YouTube channel: HT Tourism Services

መቃብር ፈላሚ ኣፍሪካዊ ጀነራል ራስ ኣሉላ ኣባ ነጋእንዳ ኣባ ገሪማ ወ/ዓድዋ
29/02/2024

መቃብር ፈላሚ ኣፍሪካዊ ጀነራል ራስ ኣሉላ ኣባ ነጋ
እንዳ ኣባ ገሪማ
ወ/ዓድዋ

ዓወት ኲናት ዓድዋንሰላም፣ንሓድነትን ብራከ ትግራይን
27/02/2024

ዓወት ኲናት ዓድዋ
ንሰላም፣ንሓድነትን ብራከ ትግራይን

ዓድዋ ምድላዋታ ወዲኣ ትፅበ ኣላ ምፁታ...ዓድና ንፍለጥ ዓድና ነፋልጥ Visit Tigray💌
26/02/2024

ዓድዋ ምድላዋታ ወዲኣ ትፅበ ኣላ ምፁታ...
ዓድና ንፍለጥ ዓድና ነፋልጥ Visit Tigray💌

መረሃ ግብሪ መበል128 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋHT Tourism Services
23/02/2024

መረሃ ግብሪ መበል128 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ
HT Tourism Services

መበል 128 ዓመት በዓል ዓድዋ ምክንያት ብምግባር ነዚ ጉዕዞ ክሳካዕ ዘገበርኩም ➜ተሳተፍቲ ጉዕዞ ሶሎዳ የመስግን🙏
22/02/2024

መበል 128 ዓመት በዓል ዓድዋ ምክንያት ብምግባር ነዚ ጉዕዞ ክሳካዕ ዘገበርኩም
➜ተሳተፍቲ ጉዕዞ ሶሎዳ የመስግን🙏

ብምክንያት በዓል ዓወት ዓድዋ ውዕሎ ኣብ ታሪካዊ ጎቦ ሶሎዳ🗻HT Tourism ServicesEnda Emba Tour &Travel
21/02/2024

ብምክንያት በዓል ዓወት ዓድዋ ውዕሎ ኣብ ታሪካዊ ጎቦ ሶሎዳ🗻
HT Tourism Services
Enda Emba Tour &Travel

19/02/2024

ብምክንያት በዓል ዓወት ዓድዋ ተናዊሑ ዝነበረ ጉዕዞ ናብ ታሪካዊ ጎቦ ሶሎዳ ንዕለት 13/06/2016 ዓ/ም (ሮቡዕ) ምዝገባ ጀሚርና ኣለና። ናብዚ ታሪካዊ ጉዕዞ ብሓባር ንጉዓዝ🗻➜መራከቢ ቦታ...
17/02/2024

ብምክንያት በዓል ዓወት ዓድዋ ተናዊሑ ዝነበረ ጉዕዞ ናብ ታሪካዊ ጎቦ ሶሎዳ ንዕለት 13/06/2016 ዓ/ም (ሮቡዕ) ምዝገባ ጀሚርና ኣለና። ናብዚ ታሪካዊ ጉዕዞ ብሓባር ንጉዓዝ🗻
➜መራከቢ ቦታ ኣብ ሆቴል ፖን ኣፍሪካ
➜መበገሲ ሰዓት 12:00 ንጉሆ
➜ንዝበለፀ ሓበሬታ ስ.ቁ 0914277541

 መበል 128 ዓመት በዓል ዓድዋ ብርክት ዝበሉ ታሪኻውን ባህላውን ንጥፈታት ሒዚ ንሰላምና፣ ሓድነትናን ተስፋ ሕውየትናን ብዝጠቅም መንገዲ ቅድሚ ኣዋርሕ ጀሚሩ ብቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ምምሕዳር...
16/02/2024



መበል 128 ዓመት በዓል ዓድዋ ብርክት ዝበሉ ታሪኻውን ባህላውን ንጥፈታት ሒዚ ንሰላምና፣ ሓድነትናን ተስፋ ሕውየትናን ብዝጠቅም መንገዲ ቅድሚ ኣዋርሕ ጀሚሩ ብቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ምምሕዳር ከተማ ዓድዋን ምድላው እናተገበረ ፀኒሑ እዩ። ታሪኻዊ ምርኢት ጎደና፣ ዓውደ ራኢይ፣ ውፅኢታት ጥበብ ወለድና፣ ዑደት መስሕባት፣ ስፓርታዊ ምንቅስቃሳት፣ ዘተ ልምዓት፣ ምይይጣት ወዘተ ዘካተተ ካብ 16 የካታት ጀሚሩ ክካየድ እዩ። ክብርታት ኩናት ዓድዋ ናብ ረብሓና እንቅይረሉ በዓል ክኮን ናይ ኩላትና ሓላፍነት ክንዋፃእ ትፅቢት ይግበር!!
Dr.Atsbha Gebreegziabher

ንበዓል ዓወት ዓድዋ ዝተዘጋጀወ ካናቴራ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ዕለት 05/06/16 ዓ/ም ኣብ           -ሳሚ ቢንጎ ሃውስ           -እንዳ ኣብሪሞ ቡና (ከባቢ ሆቴል ሸዊት)      ...
12/02/2024

ንበዓል ዓወት ዓድዋ ዝተዘጋጀወ ካናቴራ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ዕለት 05/06/16 ዓ/ም ኣብ
-ሳሚ ቢንጎ ሃውስ
-እንዳ ኣብሪሞ ቡና (ከባቢ ሆቴል ሸዊት)
ክንረክብ ነክእል።
ናይ ሓደ ካናቴራ ዋጋ 215 ብር ጥራሕ
ነዝበለፀ ሐበሬታ ስ.ቁ 0914533939

በዓል ዓወት ዓድዋ ናይ ምፍላጥ ስራሕቲ ጀሚርና ኣለና ኣብ ቀረባ መዓልቲ ይፀበዩና❤💛ምስ TG TV ን ካልኦት ሚድያታትንዓብይ ኮሚቴ በዓል ዓወት ዓድዋ
09/02/2024

በዓል ዓወት ዓድዋ ናይ ምፍላጥ ስራሕቲ ጀሚርና
ኣለና ኣብ ቀረባ መዓልቲ ይፀበዩና❤💛
ምስ TG TV ን ካልኦት ሚድያታትን
ዓብይ ኮሚቴ በዓል ዓወት ዓድዋ

እንኳዕ ናብ ዓመታዊ ክብረ በዓል ኣቡነ እንድርያስ ኣብፀሐና! ሰናይ ባሕቲ🙏
09/02/2024

እንኳዕ ናብ ዓመታዊ ክብረ በዓል ኣቡነ እንድርያስ ኣብፀሐና! ሰናይ ባሕቲ🙏

HT Tourism ServicesOffice: lnside Pan Africa Hotel☎️+251914277541
05/02/2024

HT Tourism Services
Office: lnside Pan Africa Hotel
☎️+251914277541

ውዕሎ HT Tourism Services ኣብ ታሪካዊት ከተማ ኣክሱም🙏
29/01/2024

ውዕሎ HT Tourism Services ኣብ ታሪካዊት ከተማ ኣክሱም🙏

ሰላም ተከታተልትና ብዝተፈጠረ ወድዓዊ ኩነታት ንፅባሕ ዘነበረ በዓል ዓወት ዓድዋ ምክንያት ብምግባር ጉዕዞ ናብ እምባ ሶሎዳ ንዘይተወሰነ መዓልቲ ተናዊሑ ኣሎ። እንከደሉ መዓልቲ ኣብ ቀረባ ክነ...
27/01/2024

ሰላም ተከታተልትና ብዝተፈጠረ ወድዓዊ ኩነታት ንፅባሕ ዘነበረ በዓል ዓወት ዓድዋ ምክንያት ብምግባር ጉዕዞ ናብ እምባ ሶሎዳ ንዘይተወሰነ መዓልቲ ተናዊሑ ኣሎ። እንከደሉ መዓልቲ ኣብ ቀረባ ክነፍልጥ ኢና🏔🙏

በዓል ዓድዋ ምክንያት ብምግባር ናብ ጫፍ ሶሎዳ ጉዕዞ🏔 ➡️ንዕለት 19/05/2016 ዓ/ም🏔➡️መራከቢ ቦታ ሆቴል ፓን ኣፍሪካ🏔➡️ መበገሲ ሰዓት ንጉሆ 12:00 ሰዓት🏔☎️+251914277541
24/01/2024

በዓል ዓድዋ ምክንያት ብምግባር ናብ ጫፍ ሶሎዳ ጉዕዞ🏔
➡️ንዕለት 19/05/2016 ዓ/ም🏔
➡️መራከቢ ቦታ ሆቴል ፓን ኣፍሪካ🏔
➡️ መበገሲ ሰዓት ንጉሆ 12:00 ሰዓት🏔
☎️+251914277541

ሰላም ክቡራት ተከታተልትናበዓል ዓድዋ ምክንያት ብምግባር ኣብ ቀረባ ግዜ ናብ ጫፍ ታሪካዊ ጎቦ ሶሎዳን ካልኦትን ብ HT Tourism Services ዝዳሎ ጉዕዞ ንዝሳተፉ ምዝገባ ስለ ዝጀመርና...
23/01/2024

ሰላም ክቡራት ተከታተልትና
በዓል ዓድዋ ምክንያት ብምግባር ኣብ ቀረባ ግዜ ናብ ጫፍ ታሪካዊ ጎቦ ሶሎዳን ካልኦትን ብ HT Tourism Services ዝዳሎ ጉዕዞ ንዝሳተፉ ምዝገባ ስለ ዝጀመርና በዚ ስልኪ ቁፅሪ ብምድዋል ይመዝገቡ 🏔
☎️ +251914277541
ዓድና ንፍለጥ ዓድና ነፋልጥ Visit Tigray

Follow us on TikTok
23/01/2024

Follow us on TikTok

Check out HT Tourism Services's video.

Visit Tigray📷 Ethio Hiking and camping community
17/01/2024

Visit Tigray
📷 Ethio Hiking and camping community

ብሰንኪ ኲናት ተቛሪፁ ዝፀንሐ ናይ ጥንታዊት ከተማ ይሓ ስነ-ኳዕቲን ፅንዓትን ምርምርን ጉጅለ ጀርመን ናብ ስርሑ ክምለስ እዩ።
15/01/2024

ብሰንኪ ኲናት ተቛሪፁ ዝፀንሐ ናይ ጥንታዊት ከተማ ይሓ ስነ-ኳዕቲን ፅንዓትን ምርምርን ጉጅለ ጀርመን ናብ ስርሑ ክምለስ እዩ።

Castle of Emperor Yohans-IV Mekelleዓድና ንፍለጥ ዓድና ነፋልጥ Visit Tigray
13/01/2024

Castle of Emperor Yohans-IV
Mekelle
ዓድና ንፍለጥ ዓድና ነፋልጥ Visit Tigray

 Enda Aba Gerimaዓድና ንፍለጥ ዓድና ነፋልጥ Visit Tigray
09/01/2024


Enda Aba Gerima
ዓድና ንፍለጥ ዓድና ነፋልጥ Visit Tigray

Micheal Emba*****************Micheal Emba Church–the biggest Rock Hewn Church made from single bed rock in Africa.VisitT...
08/01/2024

Micheal Emba
*****************

Micheal Emba Church–the biggest Rock Hewn Church made from single bed rock in Africa.
VisitTigrai

  Promotion Challenge   mountainsHT Tourism Services💌
01/01/2024

Promotion Challenge
mountains
HT Tourism Services💌

"Tigray Tourism already reopened"Visit Tigray Cradle of Civilization   Tigray
30/12/2023

"Tigray Tourism already reopened"
Visit Tigray Cradle of Civilization
Tigray

Re_operating Tigrai's tourism is a strategic initiative set for December 28-30, 2023. In collaboration with the Ministry...
28/12/2023

Re_operating Tigrai's tourism is a strategic initiative set for December 28-30, 2023. In collaboration with the Ministry of Tourism and Tigrai Culture & Tourism Bureau aims to showcase Tigrai's ancient history, breathtaking landscapes, and rich culture to esteemed national and global guests. From exploring the Al-Nejashic Mosque to visiting Gheralta and Tembien, Tigrai promises a unique blend of historical marvels and warm hospitality. Let's unite to appreciate Tigrai's wonders and promote sustainable tourism, acknowledging the efforts of the Tigrai Culture and Tourism Bureau and all stakeholders involved in this memorable reopening event in Mekelle, Al-Nejashic, Gheralta, and Tembien.

HT Tourism Services ኣብ ዝሓለፉ አዋርሕ ካብ ዝበፅሖም መስሕባት ቱሪዝም ትግራይ ዝተወሰኑ🏔ንዝሃቡና ድጋፍን ርኢቶን ነመስግን🙏ኣብ ቀረባ መዓልቲ ጉዕዞ ስለነዳልው ምሳና ይጉዓዙ co...
21/12/2023

HT Tourism Services ኣብ ዝሓለፉ አዋርሕ ካብ ዝበፅሖም መስሕባት ቱሪዝም ትግራይ ዝተወሰኑ🏔
ንዝሃቡና ድጋፍን ርኢቶን ነመስግን🙏
ኣብ ቀረባ መዓልቲ ጉዕዞ ስለነዳልው ምሳና ይጉዓዙ contact us ☎️+251914 277541
ዓድና ንፍለጥ ዓድና ነፋልጥ Visit Tigrayy

HT Tourism Services💌ዓድና ንፍለጥ ዓድና ነፋልጥ Visit Tigrayy
15/12/2023

HT Tourism Services💌
ዓድና ንፍለጥ ዓድና ነፋልጥ Visit Tigrayy

ስላሴ ጨለቖትስላሴ ጨለቖት ልዕሊ 200 ዓመት ዘለዎ አዝዩ ዝለዓለ ጥበብ ስነ- ህንፃን ወናኒ ብዙሕ ጥንታዊን ታሪካውን ቅርስታትን ኮይኑ ብሃፍቲ ተፈጥሮ ዝተዓደለ ቦታ እዩ።ካብ ሰሜናዊት ኮኮብ...
13/12/2023

ስላሴ ጨለቖት
ስላሴ ጨለቖት ልዕሊ 200 ዓመት ዘለዎ አዝዩ ዝለዓለ ጥበብ ስነ- ህንፃን ወናኒ ብዙሕ ጥንታዊን ታሪካውን ቅርስታትን ኮይኑ ብሃፍቲ ተፈጥሮ ዝተዓደለ ቦታ እዩ።
ካብ ሰሜናዊት ኮኮብ ከተማ መቀለ ንኣንፈት ደቡብ 17 ኪ.ሜ ርሒቁ ኣብ ቁሸት ጨለቖት ይርከብ።
ዓድና ንፍለጥ ዓድና ነፋልጥ Visit Tigrayy

12/12/2023

HT Tourism Services ትግራይ ያላትን የቱሪዝም ሃብተ ገነት በእንግዶቻችን ኣንደበት ሲግለጥ💌 Thank you 🙏
Contact us ☎️+251914277541
ዓድና ንፍለጥ ዓድና ነፋልጥ Visit Tigrayy

Address


Alerts

Be the first to know and let us send you an email when HT Tourism Services posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Videos

Shortcuts

  • Address
  • Telephone
  • Alerts
  • Videos
  • Claim ownership or report listing
  • Want your business to be the top-listed Travel Agency?

Share