Official_angi

Official_angi ትግራይ ሃገር እያ ::
(1)

26/03/2024

ቴድሮስ ተሾመ ከደርግ ወታደር እስከ ኢህአዲግ የቀይ ሽብር ፊልም. አሽቃባጭነት

24/03/2024

ቴድሮስ ተሾመ ከደርግ ወታደር እስከ ኢህአዲግ የቀይ ሽብር ፊልም ሰሪነት እስከ ብልፅግና የቤተመንግስት አስራር ዘጋቢ ፊልም አዘጋጅነት : የትግራይ ህዝብ ላይ የተፈፀመው ጀኖሳይድ ኡነታው እንዲሸፈን ሃቅ እንዳይወጣ በብልፅግና ድጋፍ በአብዪ አህመድ ደራሲነት : ኢታማጅሩ ዳይረክተርነት የተሳተፍበት "እናት ምድር" እሚል የሴራ ፊልም ሰሪነት :: https://youtu.be/NDGY_oeCT0c?si=xKBxJyKtjpkqBnXR

አዲስ አበባ ሮንዲ 😂  ተቀያየርን
10/08/2023

አዲስ አበባ ሮንዲ 😂 ተቀያየርን

28/04/2023

"ንሽዋ ዘቋምት ሕማም ዘለዎ እዩ " መ.ር ገ/ኪዳን ደስታ
ዝተረደኦም ግን ዘይተሰምዑ ነብዩ ..

07/01/2023

ርሑስ በዓል ልደት ይግበረልና ዝበሃል ዘሎ ህዝቢ ዓድዋ ብስራዊት ኢትዮጵያ ኤርትራን ፍደኡ ትበልዕ ተሎ ረኣይዋ !

06/01/2023

ንሽዋ እንትነቃምት ኢና ንመውት ንሽዋ ኣይተቋሙቱ :: ትንቢታዊ ቃል መ/ር ገብረኪዳን

29/12/2022

ምዕባለታት!

ብሕብረት ኣፍሪካ ዝምራሕ ላዕለዋይ ጉጅለ ተቖፃፃሪ ኣካል ፣ ነቲ ናብ ሓደ ከባቢ ዝተኣከበ ከበድቲ ኣፅዋር ሰራዊት ትግራይ ተዓዚቡ ኣሎ።

* ነዚ ስዒቡ እቲ ጉጅለ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ዝኣተዎም ከባቢታት ትግራይ ክወፅእ መምርሒ ኣመሓላሊፉ ኣሎ።

* ፌደራል ፖሊስ ቅድሚ ሓደ ሰዓት ኣማስዩ ናብ ከተማ መቐለ ኣትዩ። ምኽንያት ብፌደራል ዝመሓደራ ትካላት ንምሕላውን ፀጥታ እታ ከተማ ንምሕላውን እዩ ተባሂሉ ኣሎ።

* ሰራዊት ኤርትራ ካብ ገለ ከባቢታት ትግራይ ክወፅእ መምርሒ ተዋሂብዎ ምንቅስቃስ ጀሚሩ እምበር ኣይወፀን። [ብፍላይ ኣብ ዛላምበሳ ፣ ኢሮብን ሸራሮን ከባቢታት ዝሃነፆም ድፍዓት ብቀሊሉ ዝለቆም ዓይነት ኣይኮኑን]

* ስልኪ ብዘይካ ኣላማጣ ፣ መቐለ ፣ ሽረ ፣ ዓድዋ ፣ ውቅሮን ኣብ ካልኦት ኣይሰርሐን።

* ባንኪ ንፕሮፖጋንዳ እንተዘይኮኑ ፣ ሙሉእ ኦፕሬሽን ሒዙ ናብ ስራሕ ዝኣተወ የለን።

* ገና ብዙሕ ዘይተወገኑ ስራሕቲ ኣለው!!

👇
26/12/2022

👇

26/12/2022

ብኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ ኣይተ ታገሰ ጫፎን ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴንን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ሎሚ ናብ ትግራይ መቐለ ኣትዮም ኣለዉ።

1.3 ሚልዮን ተጋሩ ትግራይ ገቢራ ዝረከበቶ 😡

22/12/2022

ካብቶም ኣብ ዕቤት ቋንቋ ትግርኛ ዓብይ እጃም ዘበርከቱ ዓበይቲ ሞያተኛታትና ደራሲ ግጥም ዜማን ኣርቲስት ኣያና ገብረእግዚኣብሄር ገብረጻዲቅ /ገሬ ሃሎ/ ብርክት ዝበሉ ስራሕቲ ብምስራሕ ብህዝቢ ዓብይ ኣድናቆትን ተፈታውነትን ዘትረፈ እንትከውን ብዝሓደሮ ሕማም ምክንያት ስለ ዝዓረፈ ስድራቤቱን ኣደነቅቱ ኣብዝተረከብሉ ፅባሕ ልክዕ ሳዓት 7:30 ኣብ ኣስኮ ገብረኤል ስነ ስርዓት ቀብሩ ክፈፀም እዩ።
መንግሰተ ሰማይ የዋርስካ ኣያና😥😥😥
ሃሎ ሃሎ ሃሎ እናበልኩ ገንዘበይ ወዲአዮ"
"ቆልዓ ወልዋሎ"
"ጎረብተይ ኩኒ"(ክወፅእ ክኣቱ እትራኣይኒ)
"ባህሊ ዓድና ...ወዘተረፈ......

ዝብሉ ብዙሓት ደርፍታት ዘለዉዎ ኣያና
ድምፃዊ ገ/ዚሄር ገ/ፃድቕ ነብስኻ ብሰላም ትዕረፍ ክቡር ኣያና😢

21/12/2022

* ቅርሺ ዘይብሉ ባንኪ
* ኔትወርክ ዘይብሉ ስልኪ
* መድሓኒት ዘይብሉ ረድኤት
ሕጫጨ

20/12/2022
24/11/2022

ግፍዒ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ወርዒ ለኸን እንባስነይቲን ...!!

21/11/2022

የኢትዮጵይ መንግስት ጌታቸው አሰፋ ሊወረኝ ነው
! ርእዮት ሚድያ

29/08/2022

ልጅ አባቱ ይመስላል
እንታይ ኢናይዶ ክነብልዖም

Ambassador of Ashenda ፍርያት የማነ 💙💚
22/08/2022

Ambassador of Ashenda
ፍርያት የማነ 💙💚

ትግራይ ትዕወት--------------------
22/08/2022

ትግራይ ትዕወት
--------------------

20/08/2022

ከ10 ዓመታት በፊት ክቡር ትንቢተኛው የፖለቲካ ሊህቅ ታጋይ መለስ ዜናዊ እንዲህ ለካ ነበር ለዚቺ ሃገር ። በነሱ አንደበት ሲገለፅ

(ካብ መዘክረይ ዝተቖንጠረ ...)ብ ፈላስፋ ኣፍተራሪ ዘርኣያቆብ ዝተፅሓፈፃምእ ማይ ኣዝዩ ሓያል እዩ።ሰባት ፡ ማይ ሂወት እዩ ይብሉ።ኣነ ግና ንማይ ዝገልፅ ቃላት የብለይን።ብፍላይ ፡ ስእነት...
12/08/2022

(ካብ መዘክረይ ዝተቖንጠረ ...)

ብ ፈላስፋ ኣፍተራሪ ዘርኣያቆብ ዝተፅሓፈ

ፃምእ ማይ ኣዝዩ ሓያል እዩ።
ሰባት ፡ ማይ ሂወት እዩ ይብሉ።
ኣነ ግና ንማይ ዝገልፅ ቃላት የብለይን።
ብፍላይ ፡ ስእነት ማይ ምስ ሞያይ ተታሓዙ ዝላዓል ስለ ዝኾነ ሕፅረት ማይ ንምፍታሕ ትግራይ ሙሉእ ዘይረያ እየ።
ናብቲ ህዝቢ ከይድካ ማይ ተሸጊርና ፣ ማይ ንኸነምፅእ ንልዕሊ ሽድሽተ ሳዓት ንጓዓዝ ክብሉኒ እንተለዉ ፡ ማይ ከይፀምአኒ እንዳሃለ ድንገት ማይ ይፀምአኒ ነይሩ።
ማይ ኣብ ገድሊ ልክዕ ከምተን ዕጥቅታትካ ኢኻ ትሕንገጣ።
ዕጥቅኻ ፀላኢ ትቐትለላ። ማይ ኳዳኻ ድማ ፅምኢ ትቐትለላ።
ሓደ እዋን ፡ ንልዕሊ 12 ሰዓት ብዘይ እኹል ዕርፍቲ ተጓዒዝና።
እቲ እንኸዶ ቦታ ማይ ስለዘይብሉ ፡ እኹል ማይ ንኽንሕዝ ተነጊሩና እዩ። ማይ ኣብ በረኻ ካብ ኳዳኻ ከም ድላይካ ስለዘይስተ ፡ ጥዕም እንዳበልና ክንጓዓዝ ጀመርና።
ኮይኑ ግና ፡ መገድና ክዉዳእ ኣይካኣለን። ናብቲ ግድብ ማይ ኣለዎ ዝባሃል ዉን ብቶሎ ክንበፅሕ ኣይካኣልናን።
ጎቦታትን ኣኽራናትን ከም ሓረግ ተታሓሒዞም ኣይንብተኽን ኢሎሙና።
ጎቦ ወዲእኻ ፡ ካሊእ ጎቦ ፊትንፊትካ ብኹርዓት ተገቲሩ ይፅበየካ። ሽንጥሮ እንተወዳእኻ ፡ ሓደ ህልም ዝበለ ገደል ይፅበየካ።
ጉዕዝኡ ፀልማት ስለ ዝነበረ ፡ ነቶም ጎቦታት ሓደ ሓሳድ ኣብ ቅድሜና እንዳተኸሎም ዝኸድ ዘሎ እዩ ዝመስለካ።
ጎቦ ኣብ ልዕሊ ጎቦ ተደራሪቦም ፡ ኣብ ዉሽጥና ዘሎ ፈሳሲ ወዲኦም ፡ ኳድና እዉን ኣድረቕወን።
ኣብዛ እዋን " ማይ " ዝብል ቃል ምፅዋዕ መደንገፂ ኾነ። ምኽንያቱ ማይ ዝብል ቃል ብዝፀዋዕኻ ቁፅሪ ማይ ፃምእኻ ናብ ዝላዓለ ጠርዚ ይበፅሕ።
ሻቡ እየ ፡ እተን ዘኹዕተን ዝነበርኩ ማይ ጨባ ዝመስል ማይ ዘውፃኣ ዝነበራ ጎዳጉዲ ማይ ትዝ ዝበላኒ። ናፈቕኩወን ድማ። ብሓፂሩ ፡ ዉቅያኖስ ማይ ናፊቐ።
ኣብ መወዳእታ ኣዕርፉ ተባሂልና። ናብቲ ማይ ዘለዎ ማይ ከይበፃሕና ኣብዚ ኣብራኹ ዝብል ትእዛዝ መፀ።
ኳዳታትና ገረውረው ኢለን እየን።
ሽታ ማይ ናፈቐና። መልሓስና ድማ ምስ ታሕናግና ተጣበቐ።
ጎረሮ ነብሲ ወከፍ ተጋዳላይ ፡ ደሪቑ።
ገሊኦም ድምፆም ተዓፅዩ። ላሕቲቶም።
8:00 ሰዓት ለይቲ ኮይኑ።
ዝበዝሕ ደቂሱ ኣዒንቱ ክኸድን ኣይካኣለን።
ምስ ፃምእና ወግሐ።

ንጎሆ ፡ ብርክት ዝበለ ተጋዳላይ ድምፁ ኣይስማዕን ነይሩ።
ናብቲ ማይ ዘለዎ በፂሕና። ኮይኑ ግና እቲ ግድብ ናይ ጢሪት መስርተዪ እዩ ነይሩ። ኣድገ በቕሊ ሰትየን ዝሸናሉ....

(ይቕፅል...)

Adresse

Hamburg

Benachrichtigungen

Lassen Sie sich von uns eine E-Mail senden und seien Sie der erste der Neuigkeiten und Aktionen von Official_angi erfährt. Ihre E-Mail-Adresse wird nicht für andere Zwecke verwendet und Sie können sich jederzeit abmelden.

Videos

Teilen


Andere Anbieter historischer Touren in Hamburg

Alles Anzeigen

Sie können auch mögen