እንዳ ኣብርሃ ወ ኣፅብሃ ሙዝየም
Tigray rock hewn churches and mountains expert
Tigray Today/ትግራይ ቱደይ
@ተኽለወይኒ ኪዳነ ኣረጋዊ
©Tigray Mountain Trekking -TMT
ገዳም ኣብርሃ ወኣፅበሃ | Abraha and Atsba Church Museum
---
እንዳ ኣብርሃ ወ ኣፅብሃ ሙዝየም
ኩለን ገዳማትና ተመሳሳሊ ሙዝየም ክህልወን ናይ ከባቢ ተወለድቲ ብምትሕብባር ንምስራሕ ድማ ንሕሰበሉ! ነባር ኣብያተ ክርስቲያናት እናፍረስና ሓዱሽ ንምስራሕ ካብ ምድካምን ቅርስታትና ካብ ምዕናውን ከምዚ ዝበለ ሙዝየም ንምስራሕ ንፈትን።
©Tigray Mountain Trekking
Tigrai Culture and Tourism Bureau
Mekonnen Yibrah
Aregawi Zablon
Goyteom Gebreegziabher
@Gidey Gebree
#tigraytourism
ሄሎ ንዓዲ ሃሎ ...
ዉግእ ደንጎላት ~ዓደቃዓላ-ዓዲ ዓዉሶ
---
እቲ ካብ ወርቀ ዲኖ ካብ ኣዝዩ ከቢድ ክባ ወረርቲ ሓይልታት ብመስተንክራዊ ስርሒት ጀጋኑ TDF ፈንፂሑ ብምዉፃእ መሊሱ ንኸበብቲ ጀፊዑ በታቲንዎም ጉዕዝኡ ዝቐፀለ ወታደራዉን ስቪላዉን ኣመራርሓ ትግራይ ዳግም ኣብ ክባ ኣእቲዩ ክጭብጦም ብትዕቢት ካብ ሸነኽ መቐለ መፅዩ ካብ ደንጎላት፣ዓዲቃዓላን ዓዲዓውሶን ጋዕገልጠሞ ሓይሉ ኣሰሊፉ ዝሕንበብ ዝነበረ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ዘይተፀበዮ ሰዓትን ቦታን ብኣሃዱታት ግንባር ምዕራብን ምብራቕን ሃንደበት ብዝተፈነዎ በርቃዊ መጥቃዕቲ ኩማንዶታቱ ከይተረፈ ከም ንመሸጣ ዝተዳለወ ስጋ ቀረመት ተጎዛዝዩ ኣዉያት ርድኡኒ ኮነ።
ሓዱሽ ኤፍሬም ''ሄሎ ንዓዲ ሃሎ ....እሂ ታይ ኮይንካ ወዲ ኤፍሬም ኣንታ ኣብታ መቐለ ዉርድ ኢልካ ደንጎላ ዲያ ዋላ ደንጎላት ትበሃል ዘላ ዓዲ ሃንደበት ብሑቐይ መጥቃዕቲ ተኸፊቱለይ ኣሎ ።
ባእ ታይ ትብል ኣንታ ናይ ምንታይ መጥቃዕቲ ደኣ ወገንካ ከይኸዉን ኣስተዉዕል እንበረ ናይቲ ጁንታ ኣመራርሕኡን እቱ ንሱ ዘጣየሸን ኣሃዱታት ደኣ ዘይ ኣብ ቅድመኻ ኢየን ዘለዋ ብድሕሪት ኣሃዱታትና ንዕጅብወን ኣለዉ ኣብ ሒደት ሰዓታት ከቢብና ክንጭብጠን ኢና ተባሂሉ መልሲ ተዉሃቦ።
ሓዱሽ ኤፍሬም ሐዚ እዉን ሕትኡ ቀፀለ .. ላላ እዚ ስሕተት ርድኢት ኢዩ ወገንና እዉን ኣይኮነን ምልሻ ዶ ይኾን ከይንብል ድማ ትንፋስ ከይሃበ ኣብ ጓጓና ኣትዩ
ወራሪ ሰራዊት ሻዕብያ ኣብ ምብራቕ ትግራይ ከባቢ ማይ መሳኑ ዝፈፀሞ ግፍዒ መቑፀሪ የብሉን ።
ዓይኒ ዕሙተይ ብዝፈፀሞ ደብዳብ ድማ ክንደይ ስቪላት፣ኣባይትን ትካላትን ንሞትን ዕንወትን ተቓሊዖም ኢዮም።
#TigrayGenocide
ስራሕትና ብዝሓፀረ እዋን ዘቃልሉልና ፈጠራታት ።
ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ይፍፅምዎ ካብ ዝነበሩ በደላት።
#TigrayGenocide
#ከይርሳዕ #ከይድገም
#Tigray#Genocide
''እንደ ፍየል ጠብሰን እንብላቸዉና እንሙት''
#ከይርሳዕ #ከይድገም
ፀሓፊ ታሪኽ መምህር ገ/ኺዳን ደስታ ብዛዕባ ህዝቢ #ትግራይን #ኣገዉን ይዛረቡ።