
04/06/2025
ውቑር ገዳም እንዳ ማርያም ብዙሃን ኣብ ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም ጣብያ ደብረ ኣባይ ካብ ከተማ ሓውዜን ኣስታት 20 ኪሎሜትር ንሸነኽ ሰሜን ርሒቑ ይርከብ። ተወሳኺ ታሪኽን መረዳእታን ማርያም ብዙሃን ኣብ ገፅ ፀጋታት ቱሪዝም ቀመር ኣንብቡ። ሰናይ ምሸት!
📷 ፀጋታት ቱሪዝም ቀመር Tourism Resources
❤💛
Teklish Fiyameta
18-07-2017 ዓ/ም
#መቐለ
Visit TigrayVisit Tigray